ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳ ኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትን ኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 22, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ናይ ኮብልስቶን ብሎኬትን መምረቲ ማሽን ክራይ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳ ኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትን ኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምረቲ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦

በዚ መሰረት

➢ በቲ ዓይነት ዘርፊ ማለት ውን ብናይ ማኑፋክቸሪንግ መምረቲ ስራሕቲ ፍቃድን ክእለትን ዘለዎ ::

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኸእል ::

➢ እታ ማሽን ኣብዚ ሐዚ እዋን ናይ ኮብልስቶንን ብሎኬትን መምረቲ ሞልድ ዘለዋ ኮይኑ እቲ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ካልኦት ተወሰኸቲ ሞልድታት ብሎኬትን ተዛመድቲ ሞልድታት ክስርሐላ ዝኸእል ምኻኑ ::

➢ ተጫረትቲቲ ብኣካል መፂኦም ብምርኣይ ነታ ማሽን ዘድልያ ኩሉ ዓይነት ዕገናታት ዝውሰኹ ሞልድታትን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ናብ ስራሕ ክኣቱ ዝደሊ :

➢ እታ ማሽን ትርከበሉ ቦታ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ (ካብ ከተማ መቐለ 6ኪ/ሜ ንኣንፈት ደቡብ)

➢ ንዕዳጋ ካልኦት መሰረተ ልምዓት (መንገዲ መብራህቲ ማይ) ቐረባ ዝኾነ ::

➢ ማይን ካልኦት ግብኣታትን ማለትውን ንመምረቲ ዘድሊ ኩሉ ብናይ ተጫራቲ ኣቅርቦት ይኸውን ::

➢ ናይ መብራሃቲ ዝምልከት ናይ ባዕሉ ብሬከር መቆፃፀሪ ተጠቂሙ መርሓዊ ዝመዖ ሒሳብ ክኸፍል ዝኸእል ::

➢ ጨረታ መኸበሪ ብር 20,000.00 (ዕስራ ሽሕ ብር) ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል ::

➢ ውዕሊ መኸበሪ ናይ ዘሸነፎ ዋጋ ናይ ሓደ ወርሒ ከትሕዝ ዝኸእል

➢ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ብር 200.00 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 02 ክትወስዱ ትኸእሉ ::

➢ ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 06/05/2018-22/05/2018 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ

ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 22/05/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኩሎም ተጫረትሪ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት

➢ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ትካልና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቕረቢ ቅጥዒ ወፃኢ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን

➢ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ትካልና ብምቅራብ ወይ ድማ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914784453 ወይ ድማ 0914731592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s