ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር አቑሑት ብናይ ኮ-ዋሽ በጀት ዝኸፈል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ታቑ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) of item | መፍለይ ቑፅሪ Spefication | መዐቐኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | High-back chair mesh managerial | Sample | Pcs | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI No/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት, ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ፣ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።
5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/04/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸፈት
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
9. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914720632/0914032454 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ፡፡
ድሕሪት