ፕሮፎርማ ሕትመት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
| ራቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | (CRV)ቅብሊት ፓድ | ፓድ | 50 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ሮቃሕትታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ( TIN Number)፣ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ
2. እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ መዓልቲ ካብ 13/04/2018 እስካብ 16/04/2018 ዓ/ም 8፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
3. ተወዳዳሪ ሰዓራይ ምዃኑ ምስተፈለጠ ኣብ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሪ ናብ ሰራሕ ክኣቱ ዝክእል፡፡
4. ተወዳደርቲ ብናይ ባዓልኹም ሰነድ መሊእኹም ኣብ 15 ቐቤለ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ አብ ዝርከብ ትካልና ምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም፡፡
5. ቅብሊት ፓድ ደረሰኝ ብናይ ትካልና ሳምፕል መሰረት ምዃኑ ፈሊጥኹም ሳምፕል ምርኣይ ይኸውን፡፡
Tel:
+251 914042187/914753503
ድሕሪት