1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : መቅረባይነትን ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ መለለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይ : ተመዝገብቲ ተወሳ እሴት ታክስ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ፊርማ ሽምን ኣድራሻን ሕጋዊ ማህተምን ኣብነብሰወከፈ ገፅ ክዓርፎ አለዎ
5 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካሊአ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን
6 ብተወሳኪ ኣብ ሕድሕድ ናዉቲ ናይ ቫት ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክክለኛ ነፀላ ዋጋ ክቅመጥ አለዎ
7ተጫረቲ ናይ ዉሕስና ወይ መክበሪ ጨረታ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ናይ 120000 ብስፒኦ ጥራሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
8ተጫረቲ ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/3/2018 ዓም ክሳብ 14/4/2018ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፅኡ ክወስዱ ይክእሉ
9 እቲ ጨረታ 14/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተጫረቲ ተዘይሃለዉ እዉን አብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝረከበ ጨረታ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት
10 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ
11 ብቅዓቱ ብባዓል ሞያ ዝተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀም ይከዉን
12 ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ዋጋ ዋና ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ብኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል
13 ጨረታ ሰዓራይ ድሕሪ ቅሬታ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሰዓራይ ምካኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስር ክከዉን አለዎ
14 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ወይ ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ
15 ዊዝሆልድ ታክሲ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ክርዳእ ይግባእ
16 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914395796 0343140423 0937027137
ድሕሪት