ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ፕሮፎርማ ሰርቪስ መኪና

ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ናይ መኪና ሰርቪስ ድሌት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝርዝር መግለፂ ዝተደለየ ስራሕ

➢ ናይ ስርቪስ ቦታ ካብ ላጪ ክሳብ ሓሚዳይ ፍሉይ ቦታ ጥቓ ፍትግ ሕሩጭ ፋብሪካ፡፡

➢ በዝሒ ዝድለ መኪ=1(ሓደ)፡፡

➢ በዝሒ ክሕዞ ዝግባእ ሰብ = ካብ 20 ክሳብ 25

➢ ናይ ሰርቪስ ስዓት=ንጉሆ ካብ 1፡00 ስዓት ክሳብ 2፡00፡ምሽት ካብ11፡00 ክሳብ1፡00 ምሸት፡

➢ በሰርቪስ ዝሽፈን ርሕቐት= ንጉሆ 5 ኪሎ ሜትር፣ ምሽት 5 ኪሎ ሜትር፣ ድምር 10 ኪሜ፡

➢ ካብ ሰርቪስ ዝጅመረሉን ዝውድአሉን ወፃኢ ዝህሉ ናብ ሰርቪስ ቦታ መምፅኢን ሰርቪስ፡ ህብካ ምስ ወዳእኻ መምለስን ዝህሉ ርሕቐት ብባዓል መኪና ይሽፈን፡፡

➢ ተሳተፍቲ ንዝህብዎ ሰርቪስ ብናይ ባዕሎም ነዳዲ እዩ፡፡

ተሳተፍቲ ዋጋ እንትመልኡ ንሓደ (1) ኪሎ ሄትር ዋጋ ጥራሕ መሊኦም ከእትው ኣለዎም፡

ተሳተፍቲ ዓይነት መኪናኦም ኣብ መብርሂ ክጠ

ተሳተፍቲ ኣብ ናይ ባዕሎም ፕሮፎርማ ሊኦም ክሳብ ዕለት 29/03/2018 ዓ/ም ከእትው ኣለዎም፡፡

ዝርዝር ረቛሓታት

ሀ. በቲ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ፤

ለ. መለለይ ቑፅሪ ግብሪ ክፋላይነት ዘለዎ

ሐ. ስሩዕ ናይ ትራንስፖርት ደረሰይ ከቕርብ ዝኽእል፤

መ. ዝተሓደሰ ፍቓድ ረባይነት ዘለዎ፤

ረ. እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ሰነዳት ብቕዳሕ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ገይሩ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

ኣድራሻ፤ ቐበሌ 18 ዳ ጥሮታ ሓዳስ ሞል ቀደማይ ደብሪ

መተሓሳሰቢ - ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914310753/0919006601 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s