ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ብቑዓት ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ ህንፃ ማእኸል ንግዲ ዝርከብ ንንግዲ ዝተመደበ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ (Limited Display Area for Commercial) ንምክራይ ዝተዓሸገ ጨረታ ከቕርቡ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ዝውዕለሉ ጥቕሚ ፦ናይ ተኻራያይ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ(Display Area for Commercial)

ሽም ንግዳዊ ማእከል ፦ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል

1. መእተዊ

ትካልና ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ብቑዓት ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ ህንፃ ማእኸል ንግዲ ዝርከብ ንንግዲ ዝተመደበ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ (Limited Display Area for Commercial) ንምክራይ ዝተዓሸገ ጨረታ ከቕርቡ ይዕድም። እቲ ውሱን ትሕዝቶ ቦታ ንውዕውዕ ንግዲ መጥቐሚ ዝዓለመ እዩ።

2. መግለጺ ናይቲ ቦታ

ተ/ደረጃ ደብሪ(Floor)ስፍሓት ብ ሜ/ካሬቦታ ዝርከበሉ ከባቢመበገዚ ዋጋ ብ ሜ ካሬ
1.ምድሪ ቤት(Ground)2ሜ *2ሜዋና በሪ (ድሕሪ ዋርዲኣያ)2,300
2.ምድሪ ቤት(Ground)1.4ሜ*2ሜምድሪ ቤት(Ground)2,500
3መእተዊ ዋና በሪ1.50 %ኣብ ቕድሚት ሊፍት2,000


ጨረታ ሰነድ ዝግዘኣሉ ዕለትን ሰዓትን፡

ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ኣብ ዓዲ ሓቂ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማኢክሮ ፋኢናንስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል 6ይ ደርቢ ቢሮ ቑፅሪ 8ተ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 23/03/2018 ዓ/ም ኽሳብ 27/03/2018 ዓ/ም ዘይምለስ 100.00 (ሚኢቲ ብር) ብምሓዝ ምግዛእ ይኽእሉ።

2. ጨረታ ዘድልዮም ነገራት ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ ከቕርቡ ኣለዎም፤

✓ መኽበሪ ጨረታ ብሽም ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ወይ ፋይናንሳዊ ትካል 5,000.00 ብር (ሓሙሽተ ሽሕ ብር)

✓ ንምንታይ ዓይነት ንግዲ ክጥቀሙሉ ከም ዝኽእሉ መብራህርሂ

✓ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ካልኦት ተመሳሰልቲ ትካላት ዝነገድሉ ተመሳሰልቲ ናይ ንግዲ መረዳእታ (ኣማራጺ) እንተሃልዩ።

✓ ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ንንግዲ ዘድልዮም ወይ ዝጠቐሙሉ ነቲ ስፍሓት ዝምጥን ባልኮኒ(ተገዳሚ ኣልሚኒዮም ጠርጴዛ ከቕርቡ ይግባእ።

4 ጨረታ ሰነድ ንምቕራብ ተጫረቲ ዝኸተልዎ መምርሒ

ኣገባብ ምቕራብ፦ ተጫረቲ ዝገዝእዎ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ትካል ዝተዳለወ ሳፁን ብዝተዓሸገ ካኪ(ፖስታ) ከምኡ እውን ብንግዳዊ ትካሎም ዝተሓተመ ሕጋዊ ማሕተምን ኣብ ልዕሊ ጨረታ ሰነድ ዝሓዘ ፖስታ ቕድሚ ናይ ጨረታ ሰነድ መኽፈቲ እዋን ከይኸፈት ዝብል ፅሑፍ ብምፅሓፍ ዕለት27/03/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 2፡30 ክሳብ ሰዓት 4፡00 ጥራሕ ከእትዉ ይግባእ።

❖ ካብ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ዕለትን ሰዓትን ደንጉዩ ዝቐርብ ጨረታ ሰነድ ተቐባልነት የብሉን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s