ዕለት 02/3/2018 ዓ/ም
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ናይ ኦዲት ጨረታ
ትካልና ሓድነት ሽማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ካፒታል 10,5 ሚልየን ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ብናይ ደገ ኦዲተር /external audtor/ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘሎዎ ኾይኑ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ መዘርዝራት _ ኦዲት ንምግባር ዘኸእሎ ደረጃ ዘለዎ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ኦዲት ዝግበሩ ስራሕቲ
1. ቅብሊት ኣታዊ ደረሰኝ /BB/ - 52 ፓድ
7. ባንክ ፐይመንት ቮይቸር /BPV - 5 ፓድ
8. ወፃኢ box - 4
9. መተመኒ - 2 ፓድ
10.ልቓሕ መውሃቢ - 18 ፓድ
11.ካሽ ፐይመንት ቮይቸር /CPV-4.5 ፓድ
ኣታዊ ምንቅስቃስ ናይ 2017 ዓ/ም - 30,574,830.00
ወፃኢ ምንቅስቃስ ናይ 2017 ዓ/ም - 31,456,138.21
ጠቅላላ ኦዲት ናይቲ ማሕበር ምንቕስቓስ ናይ 2017 ዘጠቓለለ
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግበኦም
10. ናይ ደገ ኦዲተር ደረጃ 1 /external auctor/ ስራሕቲ ንምስራሕ ፍቓድ ዘለዎ ትካል
11. ዝተሓደሰ ናይ 2018 ዓ.ም ናይ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎ
12. ናይ ቲን መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ
13. ተጫረቲ TOT VAI ተመዝገብቲ ዝኮኑ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ
14. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 02/3/2018 - 6/3/2018 ዓ/ም ምዃኑ
15. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 6/3/2018 ሰዓት 9፡00 ኾይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ዕለት 8/3/2018 ዓ/ም ሰዓት 9 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ፡፡
16. ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ኦዲት ገይሩ ናብ ጉባኤ ከቕርብ ዝኽእል
17. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ፕሮፎርማ ንምኸፋት ኣየተዓናቕፍን
18. ትካልና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
19. ኣድራሻ ኣብ ክ/ከ/ሓድነት ጣብያ ወርዒ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሓድነት ሸማቶ መ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣዳራሽ ዶክተር ፍፁም ዓይኒ ሕክምና ቀበሌ 18 እትው ኢልካ ተወሳኺ ሓቤሬታ ስ.ቑ 0914708506 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡
20. ኣብ ተመሳሳሊ ሕ/ስ/ማሕበራት ዝሰርሑ ምዃኖም መረዳእታ 3ን ልዕሊኡን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ
ድሕሪት