ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣበርገለ ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ወይድማ ክዕድግ ይደሊ

1ንልዕሊ 500000 ቅርሺ ኣብ ዝዋግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ዘሎ ናይ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ክተቅርቡ እትክእሉ

5 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ዘሐደስኩምን

6 እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

7 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

8 ስርዓተ ጨረታ ዘክበሪ እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 15 መዓልቲ እዩ

9 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

10 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልከታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 25/2/2018 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 መዓልቲታት አብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ አበርገለ የጭላ ቀዳማይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 28 ብምክያድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

11 ተጫረቲ እቲ ጨረታ መክፈቲ ዕለት 5/3/2018 ዓም ሰዓት 9:30 እንትከዉን ድሕሪ ሰለት ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ዝአሰርን መከበሪ ዉዕሊ አፈፃፅማ ስራሕ ማለት እዉን ፖርፎርማንስ ቦንድ 10 ሚእታዊ ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ አለዎም

12 እቲ ዘትሓዝዎ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ክሳብ ዉዕሊ ዝአስሩ ዘገልግል እንትከዉን ዉዕሊ ምስኣሰሩ መከበሪ ናይ ስራሕ መፈፀሚ ማለት እዉን ፖርፎርማንስ ቦንድ 10 ሚእታዊ ምሰኣትሓዙ ይልቀቅ

13 ተጫረቲ ንሐደ ዓይነት ኣቅሓ ዝምለእዎ ዋጋ ማዕረ እንተኮይኑ እቲ ንብረት ማዕረ ተማቂሎም ዘቅርብዎ ይከዉን

14 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተዓሺጉ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ግልፂ ኮይኑ ብናይቲ ትካል ላዕለዋይ ሓለፊ ተፈሪሙምን ተሓቲሞምን ምስ ሙለእ ኣድራሽኡ ሰነዱን ይቀረብ እቲ ጨረታ 5/3/2018 ዓም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s