ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብናይ ኮዋሽ በጀት ዝኽፈል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ተ.ቁ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለይ ቑፅሪ/Spefication | መዐቐኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Compound lite mewe | 150 watt ingress _protection/p/65 | ቁፅሪ | 04 | |||
| 2 | Florecnt | 220-36watt | ቁፅሪ | 02 | |||
| 3 | ካብ ቛንቛ ኣምሓርኛ ናብ ቛንቛ ትግርኛ | ንሓደ ገፅ ምትርጓም | ብግፅ | 01 | |||
| 4 | ካብ ቛንቛ እንግሊዝ ናብ ቛንቛ ኣምሓርኛ | ንሓደ ገፅ ምትርጓም | ብግፅ | 01 |
ከማልኡ ዝግበኦም ረቛሒታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /Ti No : ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡ እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) ኣብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
4. ተወዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡
7. እዚ 'ፕሮፎርማ ዕለት 13/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0963549302/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::
ድሕሪት