ምልክታ ጨረታ
ኣብ ሜታኖያ ኣካዳሚ ናይ መምህራን ካፍተርያ ኣሰናዲኡ ዘቅርብ በዓል ሞያ ስለዝደለና ኩሉኹም እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መፂኩም ክትወዳደሩ ነተሓሳስብ።
✓ ፅሬት ዘለዎ ምግብታት ምስ ተመጣጣኒ ዝኾነ ዋጋ ክተቅርቡ እትኽእሉ
✓ ኣብ ተመሳሳሊ ትካላት ስራሕ ልምዲ ዘለኩም
✓ ዘድልዩ ሙሉእ ናይ ካፍተርያ ኣቁሑት ክተማልኡ ትኽእሉ
✓ ነቲ ስራሕ ዝምጥን ዘድሊ ሓይሊ ሰብ ክተማልኡ ትኽእሉ
መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 07/02/2018ዓ.ም ክሳብ 12/02/2018ዓ.ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልትታት
ኣድራሻ፦ 18 ቀበሌ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓድነት ክፍለ ከተማ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0974888111 /0921465598 እናደወልኩም ምሕታት ትክእሉ
ድሕሪት