1 ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ : መለለይ ካፋልይነት ግብሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ : ዝተሐደሰመቅረባይነት ብዝፈር ዝተመዝገበ ዘቅርብ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2017 ዓም ዲክለር ዝገበረ ከቅርብ ዝክእል
2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 27/1/2018 ዓም ክሳብ 11/2/2018 ዓም ይከዉን
2 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/2/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ከይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ይክፈት
3 ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝጅመረሉ ካብ ካብ 27/1/2018 ዓም ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 11/2/2018 ዓም ሰዓት 10:00 ይከዉን ይከዉን
4 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ አብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 4 ይከዉን
5 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ይከዉን
6 ጨረታ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 30000 ከቅርብ ዝክእል
8 ሰዓራይ 10 ሚእተዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ንብረት ዘቅርበሉ መዓልቲ እንተሕሉፉ ብመሰረት መመርሒ ዕደጋ መሰረት ዝቅፃዕ ምካኑ
9 ንብረት አታዊ ዝከዉን ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ እንትከዉን ክፍሊት ዝፈፀም ድማ ንብረት ኣብ ሞዴለ አታዊ ምስኮነ ይከዉን
10 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዘረክብ
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914110946 ወይ 0914280722
ድሕሪት