ምልከታ ፕሮፎርማ ሙዚቃ አቁሑት ፅገና
| ተ.ቀ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ ቑፅሪ Specifcation/part number | መዐቀኒ Unit | በዝሒ Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ፒያኖ | ቃታ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 4 | |||||
| 2 | ፒያኖ ንእሽተይ | ፓወር ዘይውልዑ ቃታ ዝተባላሸወ ስከሪን ዘይበርሁ | ቁፅሪ | 7 | |||||
| 3 | ድራም ሜሸን | ፓዱ ዝተበላሸወ ዘይውላዕ | ቁፅሪ | 2 | |||||
| 4 | ሊድ አምፕሊፋየር | ቻነሉ ዝተበላሸወ ዘይሰርሕ | ቁፅሪ | 2 | |||||
| 5 | ቴነር ሳከስ | ሰርቢስ ዘድልዮን | ቁፅሪ | 2 | |||||
| 6 | አልቶ ሳከስ | ቃታ ዝተባላሸወ | ቁፅሪ | 3 | |||||
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን አብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክገብሩሉ አለዎም ።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ አብ ኮሌጅና መፂኡ ከፅግነልና ዝኽእል።
4) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
5) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
6) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/9/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ | ዝዕፀወሉ ዕለት 27/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 27/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን፡፡
7) ተዋዳደርቲ አብቲ ናይ ፐሮፎርማ ፖስታ ስልኪ ቑፅሪ ከፅሕፉ አለዎም ።
ኣድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡ ንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልየ ይደውሉ፡፡
ድሕሪት