ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ
| ታቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
|---|
| 1 | ቆርቆሮ G-32 ብስፔስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 200 | |
| 2 | መስመር ቁፅሪ 12 | ኪሎ | 3 | |
| 3 | መስመር ቁፅሪ 10 | ኪሎ | 3 | |
| 4 | መስመር በዓል ቆቢዕ ናይ ቆርቆሮ መስመር/ | ኪሎ | 6 | |
| 5 | ስሚንቶ PPC | ኩንታል | 16 | |
መምርሒ
- ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ግልፂ ዘይኮነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን
- ቲን ካርድ ፣ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነትን ኮፒ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ይቐርብ
- ኣድራሻ ፊርማን ናይቲ ድርጅት ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ
- ካብቲ ዝተሓተተ ዓይነት ንብረት ወፃኢ /specification/ ብናይ ባዕልኻ ዋጋ ቀይርካ ምምላእ ብፍፁም ኣይፍቀድን
- እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላው ኣረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ
- ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10' መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 22/09/2017ዓ/ም ክሳብ 26/09/2017ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ምውሳድ ዝኽእል
- እዚ ፕሮፎርማ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ተኸፊቱ ክሳብ ውሳነ ዝረክብ 7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
- እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይኽፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ስ.ቁ- 0902521712 / 0962661097
ድሕሪት