ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ደገ ለገናን ስራሕትን ዓዲጉ ውዕሊ ከእስር ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መለለይ | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ኣ/1257/02/27 | 1 | ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገና | ንእሽተይ መኪና | ቁፅሪ | ሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም | |
| 2 | ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገና | ዓብይ መኪና | ቁፅሪ | ሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም | ||
| 3 | ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገና | ንእሽተይ መኪና | ቁፅሪ | ሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም | ||
| 4 | ኢንጀክሽን ፓምፕ ወገና | ዓብይ መኪና | ቁፅሪ | ሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም |
– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።
– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/09/2017 - 28/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ።
– ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
– ን ወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።
ድሕሪት