ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚልሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚል ሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1. እቲ ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ክ/ከ/ሰሜን አብ ዝ/ፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝርከብ ምኳኑ።

2. ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብ ዘለሉ ቦታ/ ቤት ፅሕፈት ክ/ከተማ /ሰሜን ብኣካል ብምካድ ምርኣይ ዝካኣል ምኳኑ።

3. ተጫረቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብምምላኣ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከእትው ዝክእል /ትክእል

4. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝወገድ ንብረት ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ዘይምለሰ ብር 100 ብምኸፋል ምልክታ ካብ ዝውዕል ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛኣ ይካኣለ።

5. ናይ ጨረታ መኸበሪ (ሲፒኦ) ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ 1000 ብር /ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዝ ዝኸእለ /ትኸእል ።

6. እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 08/09/2017ዓ/ም ክሳብ 17/09/2017 ዓ/ም ዝፅንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 18/09/2017 ዓ/ም ስዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በዕለት 18/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዝክፈት ከይኑ እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይክልከልን ።

7. ተጫረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር ክውሰድ ዝክእል

8. ተጫራታይ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንሰፖርትን ክወሰድ ዝክእል ።

9. ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ።

11. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ክ/ከ/ሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ሂራን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ G ተ 4 ንርከብ ፡፡

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 15 95 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኸእሉ።

13. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኸፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት ይኸውን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s