ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 05/2017

ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦

ተ.ቑዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመፀቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ፕሪንተር ቀለም151 A - ከpቑፅሪ06
2ፕሪንተር ቀለምNANODAS M3 310dn LEXMARKቑፅሪ02
3ወረቀት ናይ ኮምፒተርA4 80 ግራምዴስጣ20
4ካኪ ፖስታንእሽተይፓኬት02
5ካኪ ፖስታማእኸላይፓኬት02
6ካኪ ፖስታዓብይፓኬት02
7ፉሉድ ምስ መበፅበፂኡቑፅሪ10
8ፓርከርሲኒር ላይንደርዘን01
9ናይ ማህተም ቀለምቑፅሪ03
10ኡሁፓኬት02
11መብሽዒ ወረቐት(ፓንቸር)ማእከላይቑፅሪ02
12እስክርቢቶI penፓኬት02
13እስክርቢቶLINC Offixፓኬት02
14ማስታወሻ ንእሽተይሲኒር ላይንደርዘን03
15ማስታወሻ ማእከላይሲኒር ላይንደርዘን03
1632 GBፍለሽቑፅሪ05
17ዓብዪመዝገብቑፅሪ01
18ናይ ላፕ ቶፕ ቻርጀርhpቑፅሪ02
19ናይ ላፕ ቶፕ ቻርጀርToshibaቑፅሪ01
20ናይ ኢድ ባትሪ (ላምባዲና)ኦርጅናል ብቻርጅ ዝሰርሕ ዓብይቑፅሪ02

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 16/06/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 5 ክተቕርቡ ብኸብሪ እንትንዕድም -

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ለካቲት/2017 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤(ሕድ ሕድ መረዳእታ ኣብ A4 ወረቐት ክኸውን ኣለዎ ኣብ ሓደ A4 ወረቐት ካብ ሓደ መረዳእታ ንላዕሊ ዘቕረበ ተቀባልነት የብሉን)

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፤

➢ ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ - ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ እቲ ንብረት ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቕሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ከቕርብ ዝኽእል፤

ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን

➢ ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 16/08/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 06 ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 342 41 58 69 / +251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s