ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ክራይ / ትራንስፖርት ግልጋሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልና ሰራተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ጥራሕ ሰርቪስ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይ ክራይ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ውዕሊ ንምእሳር ስለዝደለና ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቁመግለፀመዐቀኒበዝሒ መዓልቲናይ ሓደ መዓልቲ ዋጋ
1ዝሰማረየሉ ቦታታት


በዓል 12 ወንበር

- ናይ ንጉሆ ሰራሕተኛ ናብ ቢሮ ብሰዓትካ ክሳብ 2:30 ሰኣት ኣብ ዘሎ ምእታው

- ኣብ ምሳሕ ሰዓት ናብ ገዛ ምውሳድ 6:30

- ካብ ምሳሕ ሰዓት ካብ ገዛ ናብ ቢሮ ምምላስ 8:00

- ናይ ምሽት ድሕሪ ስራሕ 11:30 ናብ ገዛ ምብፃሕ


ካብ ቤት ፅፈትና ናብ 05 ታክሲ መጨረሻ 06 ላጪ ሓድሽ መንደር ታክሲ መጨረሻ
ብቁፅሪ1
2ዝሰማረየሉ ቦታታት


በዓል 15 ወንበር

- ናይ ንጉሆ ሰራሕተኛ ናብ ቢሮ ብሰዓትካ ክሳብ 2:30 ሰኣት ኣብ ዘሎ ምእታው

- ኣብ ምሳሕ ሰዓት ናብ ገዛ ምውሳድ 6:30

- ካብ ምሳሕ ሰዓት ካብ ገዛ ናብ ቢሮ ምምላስ 8:00

- ናይ ምሽት ድሕሪ ስራሕ 11:30 ናብ ገዛ ምብፃሕ

17 መወዳእታ ታክሲ ዳያስፖራ ዕዳጋ ፈሓም ግእዝ ሆቴል፤  ቨተርነሪ ግቢ፡ 70ካሬ ቀላሚኖ መስመር፡ 70 ካሬ ማደያ ታሕተዋይ አስፋልት ዋይት ሃውስ፤ 70 ካሬ ማእከል 22 ቀልቀል ደብሪ፡ ማጂክ ቤት/ት ድልድልን ናብ ቢሮ
ብቁፅሪ1


መተሓሳሰቢ - ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/08/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 14/08/2017 ዓ.ም ሰዓት 11፡30

3. ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሳማረዩ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱ ፡ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም።

4. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/08/2017ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ጀሚሩ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኖ የገልግል

6. ካብቲ ዘዳለናዮ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን።

7. ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

8. ናይ ነዳድን ናይ ሽፌርን ብናይ በዓሉ ክሽፍን ዝኸእል

9. ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 2' መዓልቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ በብወርሒ በቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ተራቢሑ ይክፈሎ

10. ናይዚ ፕሮፎርማ ዝርዝር ዝሓዘ ፎርሚ ካብ ቤት ፅ/ትና ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እናመፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለ ወሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ድማ ፊት ለፊት ኣግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል
ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ወይ 0914734003 /0914731547 ደዊልኩም ምሕታትይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s