ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ናይ ፅሬት : ናይ ኤሌክትሮኒክ : ናይ ሕትመትን ኤሌክትሮኒክስን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

1 ምስቲ ዘቅርቦ ኣቁሑ ተዛማድነት ዘለዎን ሕጋዊ ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድን ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

4 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 4,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብÂ ወይ ድማ ብናይ ኢትዩጰያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተዉሃቦ ባንክታት ስፒኦ ምቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ::

5 አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዝ አትሒዙ ኣብ ወሽጢ 5 መዓልትታት ዉዕሊ አሲሩ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 8 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያ ናብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ እቲ ንብረት አታዊ ክገብር ዝኽእል

6 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ ንፅሕፈት :ንፅሬት: ንኤሌክትሪክን: ኤሌክትሮኒክስን :ሕትመት 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 18/09/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 29/09/ 2008 ዓም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጨረታ ሳንዱቅ ዝተዳለወ ኣታዊ ክገብር አለዎ::

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 29/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ አብ ዝፍፀም ግዘኢት ንምስታፍ አብ ናይ አቑሑትን ግልጋሎትን መቅረብቲ ምካኖም ዘረጋግፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ኮፒ ገይሮም ከተሓሕዙ አለዎም

9 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

11 ካብቲ ዝሰዓረ ንበረት 20 ክዉስክን ክቅንስን ይክእል

12 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ አይፈቃድን ሐበረታ እነተሃልዎም አብ መብረሂ ይሓቡሩልና

13 ቀደም ጨረታ ሰነድ ንሸይጥ ምካንና ንሕብር

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ጥቃ ፎቶ ደስታን ጥዕና ጣብያን መቐለ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342409467 ወይድማ ሞባይል 0936733354 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s