ወረዳ ላዕላይ ማይ ጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋንንብረት ምምሕዳርን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮን ምግብ ዉሕስናን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳርሒ ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ሕርሻ መሺነሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጥን ወይድማ ዲክለር ዝገበረን

4 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገበ

5 ልዕል ክብል ናይ ዝተጠቀሱ መረዳአታ ዋንኡን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

6 ንጨረታ መከብሪ ንዘይሰዓሩ ሽዑ ዝመለሰ ስፒኦ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ዝሰዓሩ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዐሊ ክኣስር ዝክእል

8 ዝሰዓሩ ንብረት በቲ ዝተዳለወ ስፐስፌክሽን መሰረት ወይድማ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ንብረት ክፍሊ አታዊ ክገብር ዝክልእ

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ግብርና ዝርከብ ህንፃ ኣብ መድር ቤት ኮይኑ መሸጢ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ጥራሕ ምካኑ እናገለፅና ተጫረቲ ንሐደ ተቅርቡልና ዋጋ  መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 4/7/2017 ዓም ክሳብ 25/7/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ኣብ ከይዲ ዝርከብ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

10 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/7/2017 ዓም ሰዓት 3:30 እንትከዉን ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 25/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ኩሉ ዘድል ኣማሊኣም ኣብ ዘየለዉሉን ከምዝክፈት ምካኑ ክንገልፅ ንፈቱ

11 20 ሚእታዊ ምዉሳክን ምቅናስን ከምዝሎ ክፈልጥ ይግባእ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ኣብ ጨረታ ሰነድ ስርዝ እንትሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

  ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913875262

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s