ዙር ጨረታ 32 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ናብ ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ከዳሰረተንከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ምሕዳርን አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ኣብ ዝተቀመጠ አዋጅ ቁፅሪ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ፊደር ተራ ቁፅሪ ሀ ክሳብ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ዝተፈላለየ ግልጋሎት መንበሪ ንግዲ ዝዉዕል ዝተደለዉ ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ክመሐላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 15000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብድምፂ ወያነ ሬድዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት 13/6/2017 ዓም

ብምካኑ ክጫረት ዝደሊዝኮነ ሰብ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 4/6/2017 ዓም ጀሚሩ አብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን

2 ናይቲ ቦታ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድን ዘይመለስ 15000 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማና ኣዳራሽ ብስራሕ ሰዓት ምግዛእ ዝከኣል ምካኑ ነፍልጥ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ከተማ ዓድዋ መዘጋጃ ቤት ኣዳራሽ ካብ ሊዝ ጨረታ ኮሜቴ ኣብ ዝተጠቀሰ ዕለት ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ነፍልጥ

4 ጨረታ ካብ ዕለት 5/6/2017 ዓም ከሳብ 18/6/2017 ዓም ከሳብ ሰዓት 1100 ጥራሕ ይከዉን

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ 18/6/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ይከዉን

6 ነዚ ቦታ ክሪኢ ንዝደሊ ተጫራቲ ኣብቲ ቤት ፅሕፈትና ምልክታ መጠቅዒ ሰሌዳ ብዝግልፅ መርሃ ግብሪ መሰረት ቦታ እናረኣየ ይከዉን

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 19/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ኣብ ኣደራሻ ቤት መዘጋጃ ዓድዋ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

8 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር መብር ብሬድዩን ብተወሳኪ እዉን በግዝኢ ዝርከብ ሊዝ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓድዋ መፂእኩም ትሪኡ ትክእሉ

9 ዉፅኢት ጨረታ ዝግለፀሉ እዋን ዕለት 15/7/2017 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 800 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ከዳሰረተንከተማ ዓድዋ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

   ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914813992  / 0936476265

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s