ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም

1 ናይ 2017 ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝጋበ ምስክር ወረቀትን ፍቃድ ንግዲ ስራሕን ናይ ኤሌከትሮ ካኒካል ምዝገባ ደረጃ ዝገልፅ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ናይ ግበሪ ከፋላይ ምስክር ወረቀት ቁፅሪ ተወሳኪ እሴት ታክስን ምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ ለከታቲት ተወሳኪ እሴት ታክስ ከማልእ አለዎ

2 ተጫረቲ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ብኤሌከትሮ መካኒካል ዝምልከት ኮይኑ እቲ ቅድም ኢሉ ዝተገለፀ ፕሮጀከት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይድማ ገደበ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና 150000 / ሐደ ሚኢትን ሓምሳን ሽሕ ቅርሺ / ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝተጫረትሉ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 90 ተከታታሊ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሙ ከረክብ አለዎ

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ለካቲት 5 ጀሚሩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 3 ኣደላይ መረዳአታን ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረተሉ ፕሮጀከት መረዳእታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ናይ መወዳደሪ ዋጋን ሐደ ዋናን ሐደ ቀዳሕን ቴክኒካልን በበይኖም ተዓሺጉም መሊሶም ኣብ ሐደ ዓብይ መዓሸጊ ተዓሺጎም ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ አደራሽ 1/7/2017 ዓም ክሳብ ሰዓተ 3:00 ሰዓት ንጉሆ ብኣካል ብምቅራብ ከእትዉ አለዎም

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ መረዳእታ ፈሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ መረዳእታ እንተይኣዛብዑ እቲ መረዳእታ ከምቲ ክሽየጥ ዘሎ ዝነበረ ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

8 ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረክበሉ 1/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣዳራሽ ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s