ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ውዕሊ ብምእሳር : ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁዕሪ ትም/ቤት 703-8/99

ምልክታ ግልፂ ጨረታ 02

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ውዕሊ ብምእሳር : ስለዝደለየ

ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ንክትረቱ ይዕድም።

ናይ ጨረታ ረቛሒታት

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳሰ ግዚኡ ዘይሓለፎን ዘሐደሰን ሙሉእ ገፅ ኮፒ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ II Q ዘለዎ ፣ በቲ ዘርፊ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረዳእታ ሙሉእ ገፅ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

3. ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ክሳብ ታሕሳስ 30/2017 ዓ/ም ዲክለር ዝዝረሉ መረዳእታ ዘቕርብ

4. ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ብመንገድ ትራንስፖርት ካብ 3ይ ደረጃን ንላዕሊን ዝተዉሃቦም ክኸዉን ይግባእ

5. ናይ ጨረታ መኽበሪናይ ንሕድ ሕድ ሎት ቢድ ቦንድ 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኸሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ ኣለዎ፡

6. ዋጋ ዝመልእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብቤት ፅሕፈትና ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ይግባእ

7. ዋጋ ዝመልኣሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 100.00(ሚሒት ብር)ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ዕለት 29/05/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 16/06/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ይከኣል።

8. ተመሊኡ ብፖስታ ተዓሺጉ ንዕኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፀሪ 08 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 16/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ከእትው ይግባእ ዕለት ሳዓት 400 ተዓሸጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለውሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኺቦም እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ፖስታ ንምኽፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ብተመሳሰሊ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ኦርጀናልን ፎቶ ኮፒን ነኒበይኑ ክቀርብ ኣለዎ።.

9. ናይ መኪና ጋራጅ ፅገና ሰዓራይ ዝፍለጥ ቴክኒካል 70% ፋይናንሻል ድማ ካብ 30% ይኸውን

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዘ ጨረታ ካብ ተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን45 መዓልቲ ጥራሕ እዩ።

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለዝተሓለወ እዩ።

12. ነቲ ተግዚኡ ዝቀረበ ንብረት ከረጋግፅንን ፅሬቱ ሙሉእ ውሕስና ክህብ ኣለዎ።

13. ንዘድሊ ሓበሬታ - 03 44-41 65 70/0344405313 ሓዱሽ ህንፃ - ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s