ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ FSRP በጀት ንዘፈር ቑጠባ ልምዓት ንፈልሲ ጣብያ ማሕበር ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽንን ከባብያዊ ማተርያልን ንምግዛእ ሰለ ዝደለና

ቑፅሪ ወ/ራ/ጨ/ፋ-379/17 

ዕለት 14/05/17 ዓ/ም

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ናይ FSRP በጀት ንዘፈር ቑጠባ ልምዓት ንፈልሲ ጣብያ ማሕበር ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽንን ከባብያዊ ማተርያልን ንምግዛእ ሰለ ዝደለና እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንዕድም

1/ ህንፃ መሳርሕን

2/ ከባብያዊ ማተርያልን

ስለዚ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ

✓ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

✓ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

✓ Tin መረዳእታ ከቕርብ ኣለዎ

✓ ቫት መረዳእታን ዲክለርን ከቕርብ ኣለዎ /ብዘይካ ናይ ባሕርዛፍ ነጋዶ/

✓ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎም ኣቕሑት የረክብ

✓ ናይ ፕሮፎርማ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ንህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ብር 10,000: ንከባብያዊ ማተርያል 10,000:ንሓፂነ መፂን ብር 10,000 ንባሕርዛፍ ብር 1,500 ብር ብጥረ-ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

✓ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 14/05/2017 ዓ/ም ክሳብ 20/05/2017 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 20/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/አ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4፡00 ይኽፈት

✓ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 14/05/2017 ክሳብ 20/05/2017 ዓ/ም ዕለት 20/05/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ንሕድሕድ ሰነድ ብር 300 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል

✓ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ፦ ብስልኪ ቑፅሪ 0914119551/0914200772/0930629035 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s