ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 12/2017ዓ.ም
ኤጀንሲ ንግድን ሰደድ ንክልል ትግራይ ናይ ሞተር ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም ፦
❖ ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።
❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።
❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።
❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታትእተማልኡተወዳደርቲመረዳእታኹምፎቶኮፒገይርኩምዋጋመሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት23/04/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት25/04/2017ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሽት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2” ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።
❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ።
❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከአድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
❖ እቲ አትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮፎማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።
❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።
❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ታ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ||||||
1 | ፍራቻ | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 04 | PAP moter2 | ||
2 | ፍሬን ሻፊ ድሕሪት | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
3 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
4 | ካቴኖ | ኦርጅናል | ሴት | 01 | PAP moter2 | ||
5 | ማኔላ ፍረስዮን | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
6 | ማኔላ ፍሬን | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
7 | ጎማ ድሕሪት ምስ ካለማደሪኡ | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
8 | ጎማ ቅድሚት ምስ ካለማደሪኡ | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
9 | ሆልደር የማን | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
10 | ሆልደር ፀጋም | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 | ||
10 | ባትሪ 120v 5AM | ኦርጅናል | ብቁፅረ | 01 | PAP moter2 |
ንተወሳኺሓበሬታ:-ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2፥ ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ፅ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል፡፡
ድሕሪት