ምልክታ ፕሮፎርማ - 2017 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ መኪና ታፒሰሪ ኣብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፐስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋ. | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ መኪና ታርሰሪ ምስራሕ ሃርድቶፕ HZ ማርክ 2 | ሙሉእ ናይ ወንበር ጨርቂ ናይ መሬት ምንፃፍ ብኦርጅናል | ሴት | 2 | ||||
2 | ናይ መኪና ታፒሰሪ ምስራሕ 80 ሞዴል ኮብራ | ሙሉእ ናይ ወንበር ጨርቂ ናይ መሬት ምንፃፍ - ታፒሰሪ ናይ 6ተ በሪ ብኦርጅናል | ሴት | 1 | ||||
3 | ናይ መኪና ታፒሰሪ JAC T8 | -ናይ መሬት ምንፃፍ ብኦርጅናል | ሴት | 1 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
• በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፡ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 16/4/2017 ጀሚርኩም ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 20/4/2017 ስዓት 4፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡
• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣
• ብፕሮፎርማ ኣብ ዝፍፀም ዕደጋ ኣብ መንጎ መቕረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከየድለየ መቕረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ
መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ዘርክብ፡፡ ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡
ድሕሪት