ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ናይ ቢሮ ኣቁሐት (ፈረኒቸር) ናይ ቤት ፅሕፈትና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ/ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሚያዝያ 30, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: የጭላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ

2 ተጫረቲ ልዕሊ 100,000 ኣብ ዝወግኡ እትሳተፉ ተጫረቲ

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ /VAT/ተመዝገቡ ክኾኑ አለዎም :: ወርሓዊ ቫት ዴክለሬሽን ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

5 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም በቲ መሰመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዘተቃለሐሉ ዕለት 28/08/2008 ዓም ዘይምለስ 50 /ሓምሳ ቅርሺ/ ዋጋ ናይ ደኩመንት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ካብ ዘተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ እትኮኑ ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ሳንዱቅ ዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

7 መክበሪ ጨረታ 5000 ናይ መክበሪ ዉዕሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ምስ ኣትሓዙን ወዕሊ ምስ ኣሰሩን ይልቐቀሎም

8 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተዓሺጉ ዝቐረብ ኮይኑ እቲ ዝምለአ ዋጋ ብናይቱ ድርጅት ለዕለወይ ሓላፈ ተፈሪሙ ማህተምን ፊርማን ምስ ምለእ አድረሻ የቅረብ

9 እቲ ጨረታ ሰነድ መረከቢ እዋን ዘብቀዐሉ ግዜ ዕለት 25/09/2008 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፂዉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅት ግልጋለት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ይክፈት

10 ኣብዚ ጨረታ ዘከራክር ነገር እንትፍጠር ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኵን ብክፈል ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s