ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ን2008 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት: ናይ ፅሬት ኣቁሑት: ናይ ኤሌክትሪክ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ናይ አደራሽ ወንበር :ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንሶላታትን ፍርናሽን ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ክንገዝእ ስለዝደለና

1 ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዲ ክጫረቱ ይደሊ ስለዚ ካብ ዕለት 26/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 10/09/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ሆስፒታል ደጋፉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕደር ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕዶም ዘይምለስ ብር 20 ብር ብምክፋል ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ሕድሕድ ሰነድ በበይኑ ምስ ዶክመንት ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክትአተዉ ትክእሉ ምካንኩም ክነፍልጥ ንደሊ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኵምን ኾይኑ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓም ዲክለር ዝገበርክምሉ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

6 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊከት ዘለከም ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

7 ንጨረታ መክበሪ ንሕድሕድ ዘርፊ 3000 ሰለስተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ተሰሪሑ ወይ ብናይ ኢ/ያ ንግዲ ባንኪ ቸክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ ትክእሉ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 10/09/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሰዓት 10/09/2008 ዓም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት

10 እዚ ጨረታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኢንቨሎፕ አታሓሒዙ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ መዐሸጊ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ክእትዉ አለዎ

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ፋይናስን ምምሕዳር እንትከዉን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኾይኑ ዘድሊ መረዳእታ ጨረታ መክበርን አማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረከበ ተወዳዳራይ ከምዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዘሸነፎ ከቅርብን ይግደድ

12 ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ: መፅዓንን :መራገፍን ንሆስፒታል የቅርብ

13 ተጫረቲ ትካልና ብዝደለዎ ናይ ጨረታ ዶክሜንት ሰነድ ናይ ባዕል ዋና /ሕጋዊ ወኪሎም ሽምን ማህተምን ፌርማን ይሰፍር

14 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ካብ ጨረታ ዉድቅ ይኸዉን

15 ቤት ፅሕፈትና ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኸን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 46 00 51/50 ምድዋል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s