ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሰ ብመቅረባይነት ዝተመዝገበን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ናይ መስከረም 2017 ዓም ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 17/3/2017 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 4:00 ጀሚሩ ክሳብ 1/4/2017 ዓም ክወስድ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ ዘትሓዝዎ ከከም ዝጫረትዉ መጠን ገንዘብ ኮይኑ ብጥረ ገነዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ይከዉን

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 8 ኣበ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ 2/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ረፋድ ይዕፀዉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ዝተማለአ ሰነድ ተኮይኑ ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ናይ ጨረታ ጉብኦም ክሳብ ዘማልኡ ክክፈት እዩ

7 ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ዞባ ሰን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስለሴ ከቅርብ ዝክእልን ድሕሪ 5 መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ካብ ዝጫረቶ ንብረት ኣብ ሕድሕድ ኣቅሓ በዝሒ ወይ መጠን 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ን 30 መዓልቲ ይከዉን

10 ኣብቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ማዓልቲ ሰነድ ጨረታ ዘይንሸጥ ምካና ንሕብር

11 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ፊርማ ሽም ክትማን ከምእዉን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ማሕተም ከዕርፎ አለዎም

12 ሰዓርይ ጨረታ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0919031462 0940169577

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s