ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 13/3/2017 ዓም ክሰብ 26/7/2017 ዓም አብ ዘዉፀኦ ሌዝ ጨረታ መሬት ቁፅሪ 71 ንመንበሪ ንንግዲ ንሆቴልን ንመዉዓሊ ህፃናትን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 204 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ ክፈላተ ከተማ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለን ከመእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ www.tigraytv.com  ወይ ኣብ ማህበራዊ ገፅ ፊስቡክ mekelle city communication affair ምርኣይ ይከኣል

2 ካብ 17 ታሕሳስ 2017 ዓም ጀሚርኩም ድማ ናይ ተወዳድርቲ ጨረታ ናይ መወደእታ ዉፅኢት ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምርኣይ ከምትክእሉ ንሕብር

3 እቲ ጨረታ 26/3/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ 27/3/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ብቀጥታ ብኮምፒተር ስራዓት ግዚያዊ ዉፅኢት ይግለፅ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s