ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ 'ሀ' ክሳብ ሠ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 204 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር 4000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ሊዝ ጨረታ መሬት

1. ዙር ጨረታ - 71

2. ዓይነት ጨረታ - መደበኛ

3. ቤ/ፅ/ኣ/ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምትሕልላፍ ብዝተቀመጠ አዋጅ ቑፅሪ 721/2004 አንቀፅ 8 ንኡስ አንቀፅ 1 ኣብ ፊደል ተራ ቑፅሪ ካብ 'ሀ' ክሳብ ሠ ብዝተዘርዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ንመንበርን፣ንግድን ሆቴልን ኣፀደ ህፃናትን ጠቕላላ 204 ዝተዳለወ ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንምትሕልላፍ ይደሊ፡፡

ስለዚ መሬት ብሊዝ ጨረታ ንምርካብ ንምውድዳር/ ዝደሊ ሰብ ካብ ዕለት 13/03/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ፣ ኣብ elBAS ሲስተም ናይ ተጠቃምነት ኣካውንት ንምፍጣር ፣ ዘይምለስ ብር ንመንበርን ኣፀደ ህፃናትን ትወዳደሩ ብር 3500.00 (ሰለስተ ሽሕ ሓሙሽተ ሚኢትን ቅርሺ) ከምእውን ንንግድን ሆቴልን ትወዳደሩ ብር 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ቅርሺ) ብምኽፋል ኣብ ከተማ መቐለ መዘጋጃቤታዊ እቶት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊት ካርዲ ደረሰኝ ምቑራፅ ዝከኣል ምዃኑ ነፍልጥ።

4. ናይ ክፍሊት ካርዲ/ደረሰኝ መቑረፂ ግዜ ፡ ካብ ዕለት 13/03/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/03/2017 ዓ/ም ቕድሚ ሰዓት 9፡00 ሰዓት ጥራሕ ይኸውን፣

5. ጨረታ ናብ (eLBAS System) ምእታው ዝዕፀወሉ ዕለት 26/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይኸውን፤

6. ጨረታ ብ(elBAS System) ጊዘያዊ ውፂኢት ዝግለፀሉ ዕለት 27/03/2017 ዓ/ም ኣብ

ኣ/ም/መካ/መቐለ ኣዳራሽ ተጫረቲ/ሕጋዊ ወኪላቶም/ ኣብ ዘለዉዎ ንጎሆ ሰዓት 03፡00 ይኸውን፤

7. ናይ መወዳእታ ውፂኢት ዝጥቀዐሉ ዕለት 07/04/2017 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 03፡00 ይኸውን፣

8. ናይ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ኣብ ናይ ሽዱሽቲአን/6/ ክፍለ ከተማታት መጠቅዒ ሰሌዳን ብተወሳኺ እውን ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://www.tigraitv.com ኣብ Facebook-page" Facebook.com/dmtsweyane ወይ ኣብ “Mekelle city communication affairs ምርኣይ ይከኣል፤

9. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s