ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፀ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላዕ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::፡፡

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፀ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ክዕድግ ስሰዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላዕ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪተ.ቁዓይነት ንብረትመለለዪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
360831Electric wire insulated 100m long 1.5mm diameterRoll8
2SwitchPcs18
3SocketPcs6
4Distribution board plastic 4Pcs1
5Breaker single phase32AmpPcs5
6Bulb60wpcs9

ክማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት

▪ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ሰዎ፡፡

▪ እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲሶቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ክቀመጥ ቀሰም፡፡

▪ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት /ላቀሓ/ ክህብ ኣሰም፡፡

▪ ዘድሲ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣሰሦ ::

▪ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕለት 20/02/2017-22/02/2017 ዓ/ም 5፡00 እዩ፡፡

▪ ፕሮፎርማ ዝክፈተሱ ዕሰት 22/02/2017 ዓ/ም 9፡00 ዶኸውን፡፡

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሱስ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕልው እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስúኪ ቁፅሪ 034204674/0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክርሲ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቀን ንሮፎርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s