ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንአገልግሎትእቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ምድብ ሐደ ናይ ጀነሬተር መላዋጢ ኣቅሑት ምድብ ክልት ናይ ባነር ሕትመት ዓመታዊ አገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩም ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ከምእዉን

3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ምዝገባ ምስክር ወረቀትተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ከቅርብ ዝክእል ናይ ሕሉፍ ሰለሰተ ወርሒ ዲክለር ዝገበሉ መረደእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገነዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ፖስታ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ደጋፋ ከይዲ ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዕለት 5 ጥቅምቲ 2017 ዓም ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን ዕለት 20/2/2017 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ተወዳዳይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ከቅርብ ዝክእል

9 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ከገበር ዝክእል

10 ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን በዓል እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

11 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ንምድብ ሐደ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ንምድብ ክልተ ድማ 20000 ቅርሺ መከበሪ ዉዕሊ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ብምቅራብ ክሳብ በጀት ዓመት ሰነ 30 2017 ዓም ዉዕሊ ከኣስረ ይግባእ

12 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ሰቶር ቢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14  ኩሎም ጨረታና ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተፈፃሚ

ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s