ናይ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ጨረታ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 6፡oo
  • ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ

ኣፈ ከሳሲ መድህን ፣ ኣፈተኸሳሲ ኣይተ ዳዊት ካህሳይ ባህታ ጣልቃ ኣታዊት ወ/ሮ ኣኸበረት ካህሳይ

ኣይተ ገብረኣበዝጊ _ ገብረጅወርግስ

ኣብ መንጎ ብዘሎ ኣፈፃፀም ከርከር ኣብ ከተማ መቐለ ከ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ገዛን ቦታን ስፍሓቱ 28o ካሬ ሜትር ዝኾነ ገዛን ቦታን መዋሰኒኡ ፡ - ብምብራቅ መንገዲ ብምዕራብ AD5 AD17 ፣ ብደቡብ AD14 ፣ ብሰሜን AD20 ዝዋሰን ስፍሓቱ 280 ካ/ሜትር ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ገዛን ቦታን ብመበገሲ ዋጋ ጨረታ 8,060,221 16 ከጫረት ስለ ዝተደለየ ኣብዚ ጨረታ ከጫረት ክሳተፍ ዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 7/2/2017 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 6፡oo ኣብ ዘሎ ንከጫረት ፤ ናይቲ ጨረታ ውፅኢት ዝቐርበሉ ዕለት 8/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝቐርብ ምዃኑ ፈሊጥኹም ቀሪብኩም ንክትጫረቱ ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ኣሎ ፡፡

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s