ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል ካብ ናይ UNDP ድርጅትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየ

ቁፅሪ ከ/ስ/ዕ ጨ-02/ 02 /017

ዕለት 19 / 01 /2017ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክል ካብ ናይ UNDP ድርጅትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየ _ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 20/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/02/2017 ዓ/ም ኣብ ተኸተታሊ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 400/ኣርባዕተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ክሳብ ወርሒ ሰነ ናይ 2016 ዓ/ም ዲክለር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መክበሪ ጨረታ ንፌርንቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሞተር ሳይክልን ነንሕድሕዱ ብር 30000/ ሰላሳ ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፖኦ ከትሕዝ ዝክእል

6. ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

7. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሳንድቅ ዝዕፀወሉ ዕለት _ 05/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

8. ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፈርኒቸር ጨረታ ሳንድቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸፈት

9. ናይ ሞተር ሳይክል ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9፡30 ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸፈት

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሎ ዝተሓለወ 'ዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s