ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስ ተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ኤች ዲፒን ትቦን : ጂኤይ ትቦን መገጣጠምን: ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ መኪና ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት: ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ቦታ:
ሽረ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
/
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ናይ 2016 ዓም ወይ እዉን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎም ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእሉን ናይ ወርሒ ሰነ 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለር ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ 100 ቅርሺ ንሕድሕድ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ንተራ ቁፅሪ ቀዳማይ 50000 ሽሕ ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን 15000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ሓሙሽተ 5000 ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ
7 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግ ዜ ካብ ዕለት 23/1/2017 ዓም ክሳብ 7/2/2017 ዓም ኮይኑ ዕለት 7/1/ 2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓተ 9:00 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ተጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕሎም ሽም ክታም ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ቅዳሕ ነኒበይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
9 ሰዓራይ ምካኖም ምስተገለፀሎም ነቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰሮ ኣብ ዉሸጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰት ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከቅርብ አለዎ
10 ኣብ ርክክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ጨረታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ ንቅበል ምኮና
11 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 / 0914204485
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s