ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊን ግዲ ከማልእ ዝግበኦ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቕርብ

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3. ቫት ወይ ቲኦቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊወኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4. መኽበሪ ጨረታ ብር 5,000.00 ( ሓሙሽተ ሽሕ) ስፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይጨረታ ሳንዱቕ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝኸእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት10/01/2017ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጎሆ ታዓዕዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት4፡30 ንጎሆ ባዕሎም ሕጋዊወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኽፈት።

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይትግራይ ቢሮቑፅሪ 05 ፋ/ምም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 10/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሽምን ኣድራሻ ፣ ፌርማ፣ ማህተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ

8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሰዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር

9. ኣበዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞኮረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ንጨረታ መክበሪ ዘትዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

10. ኣሸናፊ(ሳዓራይ)ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆሊዲግ ይኸፍል።

11. መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

12. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ.ስ 0914131548 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ግልፂ ጨረታ

ተ.ቁዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒ በዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ላፕቶፕ ኮምፒተር➢ Proe ssor Core 17 
➢ 1 Generation 
➢ 16 GB RAM 
➢ Display - Touch Screen belew 14 inches 

Storage 1 TB 
➢ Battery life morethan 6 haurs
 ➢ Process Speed 2.8 GHZ
 ➢ Have a graphics 
➢ Warranty 1 years
ቁፅሪ02
2Extrnl HardDisc 1000GB (1Tera)ቁፅሪ02
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s