ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ቴንድኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ቴንድኖታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

1. ተጫረትቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ሰራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ናይ ቫት ተመዝገብቲ ምኻኖም መረጋገፂ ምስክር ወረቀት፣ናይግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት(TIN) ፣ ካብ ወርሒ ለካቲት 2016 ክሳብ ሚያዝያ 2016 ዝቀረበ ቫት ዲክላሬሽን ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም ምስክር ወረቀት ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኸእሉ፡፡

2. ተጫረትቲ 30,000.00 (ሳላሳ ሽሕ ብር ) ናይ ጨረታ መክበሪ ውሕስና ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ናይ ክፍሊት መአዘዚ (cpo ) ወይም ብጥረ ገንዘብ ብሽም ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ከትሕዙ ዝኸእሉ፡፡

3. ተጫረቲ ሓደ ኦርጀናልን ሓደ ኮፒን ዶክመንት ኣብ ዝተፋላለየ(ነኒበይኑ)ፖስታ ብምዕሻግ ድሕሪኡ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ዓሽጎም ብምቅራብ ሙሉእ ኣድራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ ከቅርቡ ኣለዎም :: ስፒኦ (cpo) ድማ ንበይኑ ፖስታ ተዓሽጉ ምስ መወዳደሪ ዶክመንት ተተሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ::

4. ተጫረቲ ዋጋ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ (ፎርሚ) ወፃኢ ምምላእ ኣይካኣልን

5. ዝሰዓረ ተጫረቲ ሰዓሪ ምካኑ ምስ ተነገሮ ብቀጥታ ካብ ዝሰዓርዎ ጠቅላለ ዋጋ 10% (ዓሰርተ ፐርሰንት) ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ናይ ክፍሊት መአዘዚ (cpo ) ብሽም ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ::

6. ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 10 መዓልቲ እዩ።

7. ተወዳደርቲ ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን

8. ዝሰዓረ ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዓዲ 'ሓ' (ዓዲ 'ሓ' 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዉርድ ኢልካ) ናብ ዝርከብ ሳይትና ብናይ ባዕሉ (መጋዓዓዝያ)ትራንስፖርትን መራገፍንመፅዓንን ሓዊሱ ከረክብ ዝክእል::

9. ተጫረትቲ ዘይምለስ ብር 200.00 ( ክልተ ሚኢቲ ብር ) ብምኸፋል ሰነድ ጨረታ ካብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ቢሮ ቁፅሪ 212 ክፍሊ ዕደጋን ፋይናንስን ምውሳድ ይኸእሉ፡፡

10. ዝሰዓረ ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ትካልና ድሌት መሰረት ብቀፃልነት ናይ ምቅራብ ዕድል ክህልዎ ከም ዝክእል ክፈልጥ ኣለዎ፡፡

11. ተጫረትቲ ኣብ ጨረታ ሰነድ ሕቶ መብርሂ ወይ መመሓየሺ እንተሃሊዎም ናይ ጨረታ መክፈቲ ቅድሚ ምብፅሑ ናብ ዕደጋን ፋይናንስን ክፍሊ ብፅሕፍ ከቅርቡ ይክእሉ እዮም።
2st

12. ተጫረቲ ድሕሪ ሳዕን ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝብል ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን/ናብ ድርጅትና ኣታዊ ይከዉን ማለት እዩ

13. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 17/10/2016 ዓ/ም ክሳብ 24/10/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ሳፁን ዝዕፀወሉ ኣብ መወዳእታ መዓልቲ 24/10/2016 ዓ/ም ስዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረትቲ ወይ ሕጋውያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት::ኾይኑ ግን ተጫረትቲ ብናይ ባዕሎም ድሌት ኣብ ስነ ስርዓት ምኸፋት ጨረታ እንተዘይተረኺቦም ትካልና ጨረታ ሰነድ ናይ ምኸፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

14. ትካልና ካብ ብር 10,000.00 ንልዕሊኡን ንዝግበር ናይ ንብረት ካብ ብር 3000.00 ንላዕሊ ንዝግበር ናይ ግልጋሎት ዕድጊታት 2%(with holding taxes) ትካልና ባዕሉ ዝእክብ ምኻኑ ዝኾነ መቅረባይ ኣፍልጦ ክህልዎ ይግባእ

15. ዝኮነ ተጫረቲ ዘቅርቦ ዋጋ ብክልቲኡ ክከዉን ኣለዎ ማለት እዉን ብቫትን ብዘይ ቫትን ብክልቲኡ ፈላለዩ ብግልፂ ከቅርብ ኣለዎ ብግልፂ ተፈላለዩ ብክልቲኡ እንድሕር ዘይቀረበ ግን እቲ ዝቀረበ ዋጋ ቫት ከምዝሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ::

16. ዝሰዓረ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ቴንዲኖ ቅድሚ ኣታዊ ምካኑ ምርመራ(TEST)ተገይሩ ጥንካርኡ(STRENGTH) ≥400 MPA ናይ ምልጣጥ ዓቅሚ (elongotion) ≥14% ምካኑ ምሰ ተረጋገፀ ኣታዊ ከም ዝኮን ነፍልጥ::

17. ኣድራሻና ኣብ 16 ቀበሌ ኣዳነ ሓጎሰ ህንፃ(ናይ ዶ/ር ማርቆስ ሆስፒታል ዝነበረ) ቀዳማይ ደብሪ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ቢሮ ቁዕሪ- 212 ንርከብ::

18. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ መቐለ ዋና ቢሮ 0938000111/0967568418 ምሕታት ይኸእሉ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s