ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ቅድሚት Semi Basement+G+6 ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ናይ መኪና መዕረፊ (Parking) ጽገና፣ ናይ ኣካል ጉዱኣት መደያየቢ ምምሕያሽ(Modification of Ramp for disables) ፣ ኣብ 3ይ ፍሎርን 6ይ ፍሎርን ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ (toilet) ንኣካል ጉዱኣት ብዝጥዕም መልክዑ ንምምሕያሽን ንምጽጋንን ደረጃኡ ብዝሓለወ ህንጸት ብስራሕ ተቋረጽቲ(contractors) ኣወዳዲሩ ከስርሕ ወሲኑ ኣሎ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 04:05 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ቅድሚት Semi Basement+G+6 ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ናይ መኪና መዕረፊ (Parking) ጽገና፣ ናይ ኣካል ጉዱኣት መደያየቢ ምምሕያሽ(Modification of Ramp for disables) ፣ ኣብ 3ይ ፍሎርን 6ይ ፍሎርን ህንጻ ይሓ ሲቲ ሰንተር ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ (toilet) ንኣካል ጉዱኣት ብዝጥዕም መልክዑ ንምምሕያሽን ንምጽጋንን ደረጃኡ ብዝሓለወ ህንጸት ብስራሕ ተቋረጽቲ(contractors) ኣወዳዲሩ ከስርሕ ወሲኑ ኣሎ።

ስለዚ ብውሳኔኡ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጸሉ ዕለት 22/ 08 / 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30 / 08 / 2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታትን ናይ ስራሕ ሰዓታትን መጫረቲ ሰነድ ብር 300(ሰለስተ ሚኢቲ) ዘይምለስ ብምሓዝ ካብ ይሓ ሪል እስቴት (Yiha Real Estate) 6ይ ፍሎር ቢሮ ቑጽሪ 8 ብምዕዳግ ፣ ተጫረቲ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናልን ክልተ ቅዳሓትን ንመጫረቲ ሰነዳት ኦርጅናልን ቅዳሕን ዝብል ተፃሒፉሎም ነፍሲ ወከፎም ኣብ ናይ ባዕሎም ኢንቨሎፕ ተዓሽጎም ኣድላይ ማህተምን መግለፅን ምስ ዓረፈሉ ተመሊሶም ኣብ ሓደ ኢንቨሎፕ ክዕሸጉ ብምግባር ዕለት 01/09/2016 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ኣብ ይሓ ሪል እስቴት (Yiha Real Estate)6ይ ፍሎር ቢሮ ቑጽሪ 8 ኣብ ዝተዳለወ ሳጹን ዝኣትው ይኸውን፡፡ ጨረታ ኣብ ዕለቱ 01/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንግሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ነገራት

1) ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

2) ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ሰራሕ ፍቓድ ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

3) ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ደረጃ 8ተ ጠቕላላ ስራሕ ተቛረጽቲ /ተኾናታሪነት/ (8ተ GC) ምዝገባ ካርድን

4) ናይ2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ካርድን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

5) ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፍኬት/IIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

6) ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቐት ከቕርቡ ዝኽእሉን፣

7) ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

8) መኸበሪ ጨረታ ብር 10,000.00 / ዓሰርተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ካብዞም ዝስዕቡ ብሓዲኡ መልክእ ዝቐርብ ኾይኑ ብናይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቐደሎም ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ውሕሰና ባንክታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዘረጋገፅኦ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቕርቡኣለዎም፡፡

መተሓሳሰቢ፦ ናይ ውልቀ ማሕበርና ዝሐሽ ኣማራጺ እንተረኪቡ ጨረታ ብኸፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻ፦ ኣብ ጎኒ ዋና ህንጻ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዕዳጋ ዓዲ-ሓቂ

ንዝበለጸ ሓበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 03 44 40 42 53 ደዊልኻ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s