አግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ሐፈሻዊ አገልግሎት ሕክምን : አገልግሎት ፍሉይ ሕክምን : አግልጋሎት ላብራቶሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክግልገል ወይ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ሕክምና ክትጫረቱ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ግልጋሎት ሕክምን ዝተዋፈሩን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብስም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ እዉን ኣብ ቅድም ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ቢድቦንድ ብመሰረት መምርሒ ሰነድ ጨረታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 7/8/2016 ዓም ከሳብ 29/8/2016 ዓም 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሰነድ ጨረታ 29/8/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝለዉሉ ኣብ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 31 ይክፈት

4 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ኣድራሻና ጎደና ሰማእታት ትሕቲ ሆቴል ፓላኔት ሆቴል መቐለ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0342406712

ድሕሪት
ጨረታ መደብ