ንኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም - 30/07/2016ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ኩሓ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ንኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም - 30/07/2016ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት

ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዚሩ ዘሎ ሮቃሕታት ንኸቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016ዓ/ም ዝሐደስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ኹሓ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋን/ፋይናንስን/ ንብረት/ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ክወስድ ዝኽእል ።

5. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ቢሮ ቑፅሪ 48 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ። ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

7. መኽበሪ ጨረታ ነንሕድሕዱ ብር ስፒኦ(CPO) 3000 ብር ሰለስተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝኽእሉ።

8. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 20/07/2016ዓ.ም - 30/07/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/07/2016ዓ.ም ሰዓት5፡00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት እተዘይተረኺቦም ናይ ምሕላዉ ግዴታ የብልናን።

9. እቲ ጨረታ እንተዘይተስማሚዕሉ ሙሉእብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ሰነድ ጨረታ ናይ ቢሮና ሰነድ ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914008094/0914021835 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s