ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብቲ ወረዳ ብቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን መሬትን ንዝካየድ ዘሎ ናይ ፒኤኤ ፕሮጀክት ኣብ ዘተፈላለየ እዋናት ግልጋሎት መጋዕዝያ ኣብ ዝደልየሉ እዋን ዝጥቀመለን አናእሽተይ መካይን ንምክራይ አወዳዲሩ ንሽድሽተ ወርሒ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: እንደርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 80.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

በዚ መሰረት ሕጋዉያን መቅረብቲ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

  1. ብናይ መኪና ክራይ መቅረባይ ናይ ስራሐ ዘርፊ ናይ Â 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
  2. ቫት ወይ ቲኦቲ ዝተመዝገበ ኮይኑ Â 2008 ዓም ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
    Â
  3. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  4. መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይ ዘቅርበን መካይን ናይ ዋንነት ሊብረ ወይ ሕጋዊ ዉክልና ከቅርብ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 80 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍሊ ቁፅሪ2 ምዉሳድ ይከኣል
  7. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
  8. ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 13 መጋቢት 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ Â ካበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2Â ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ Â 27 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና Â ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ Â ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ Â ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  10. ተጫረቲ ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ ክእስርን ናይ ዉዕሊ መከበሪ 10% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከተሕዝ ዝክእል
  11. ጨረታ ኣብ አየር ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 5 መዓልቲ ጥራሕ ይከዉን
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4460)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7191)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s