ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ማረቲያል በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ከፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋሕስና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

4 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ካብ ማሕበርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 200/ክልት ሚኢቲብር / ብክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ::

5 ተጫራታይ ኣብዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

6 ዉዕሊ መከበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሽም ማሕብርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 05/03 /2016 ዓ/ም ክሳብ 14/03/2016 ዓ/ም ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምም/ ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 ይኽፈት::

8 ቤት ፅሕፈትና ከም ኣድላይነቱ ካብ ነብሰ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ክሰብ 20 መእታዊ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰል አለዎ

9 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ብፅሑፍ ወይ ብኣካል ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ካብ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 2ተ መዓልቲ ክረክብ ዝክእል ሕድሕድ ንብረት ኦርጅናል ምካኑ ብበዓል ሞያ ተረጋጊፁ ኣታዊ ይከዉን ኣብዚ ዝተቀመጠ መዓልቲታት ክረክብ እንዘተይኪኢሉ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ስፕኦ ናብ ቤት ፅሕሐፈት ኣታዊ ይግበር

9 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ወፃኢ ዝቀረበን ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ተቀባልነት ስለዘይብሉ አብዚ ዝተዉሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ጥራሕ ይምለእ

10 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914700869/ 0914765389

ኣድራሻ ኣብ ጥቃ ዋና ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 እዩ ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s