ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ፍሉይ ሽሙ ጎሎ ፓርክ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ናይ ሓምለዋይ ከባቢ ቦታ ሓፁር ንምስራሕ ንዚ ስራሕ ንምስራሕ ንደረጃ 8 ንደቀቅቲን BC/GC ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:110.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2015 ን 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተሐደሱ መረዳታታት ከቅርበ ዝክእል ማለት እዉን ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኦርጅናል ቅዳሕን ብቤት ፅሕፈት ልመዓት ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ደቀቅቲ ኣናእሸተይን ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ናይ ኮንስተራክሽን ምዝገባ ካርዲ ናይ መቅረባይነት ካርዲ ናይ ግብ ከፋላ ሰርተፊኬት ዘቅርብ ቫት ምዝገባ ዘለዎ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝፍለጡ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉስና ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝዉሃብ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ብር 10000 ቅርሺ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ስራሕ ኣብ ዉሸጢ 90 ተከታተልቲ መዓልቲ ብፅሬትን ሰሌጠንን ከረክብ ዝክእል

5 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ካብ ዕለት 3/3/2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃትን ቢሮ ቁፅሪ 5 ኣድላይ መረዳእታት ብምሓዝን ዘይመለስ 110 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ዶክመንት ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕ ሰነዳት ምስ መክበሪ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት አብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 5 ክሳብ 24/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ አታዊ ክገብሩ አለዎም

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዝቀርቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም አብ ሕድሕድ ገፅ ፊሪሞምን ሐቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩሜንት እንተይዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽየጥ እነተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 24/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁፅሪ 5 ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዛይምራካቦም ካይተከፈተ ዝምለስ ጨረታ ሰነድ ኣይህልዉን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0961874088/ 0925049382                                                            

መዘካካሪ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ኩሉኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ዳኣንት ስራሕ  ከምዘይተኣሳስርኩም ዝገልፅ ድጋፍ ደብዳቤ ክተቅርቡ አለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተሐሳቢ ገይርኩም ክትመልኡ ይግባእ

ኣብዚ ምልክታ ዝተገለፁ ኩሎም ዓይነት መረዳእታ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ዘይቅረበ ተጫራቲ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ድሕሪ ጨረታ ዝቀርብ መረዳአታ እዉን ተቀባልነት የብሉን

ሰዓራይ ምስ ከባቢያዊ ማሕበራዊን ድሕንነት ዝተትሓዘ ኩነታት ዝተዳለወ ኣብ እዋን ዉዕሊ ምእሳር ክኣስር ዝክእል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ