ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ከፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዝተሐደሰ::

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ምኮንኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ዝክእሉን::

3 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ እንተዘይተፈሪሙሉ ተቐባልነት የብሉን::

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋሕስና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

4 እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ካብ ማሕበርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 200/ክልት ሚኢቲብር / ብክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ::

5 እዚ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነሉ ዝኾነ ሕቶ ዘለዎ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ አለዎ::

6ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ብሽም ማሕብርና ጉድኣት ኩናት ትግራይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/03 /2016 ዓ/ም ክሳብ 12/03/2016 ዓ/ም  ጨረታ ምዕዳግ ዝከኣል እንትከዉን እዚ ጨረታ ዕለት 12/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ደብሪ ምም/ ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 19 ይኽፈት::

8 ዝሰዓረ ትካል ሰዓራይ ምኻኑ ብፅሑፍ ወይ ብኣካል ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ካብ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታተልቲ 7 መዓልቲ ክረክብ ዝክእል ሕድሕድ ስፔር ፓርት ኦርጅናል ምካኑ ብበዓል ሞያ ጋራጅ ተረጋጊፁ ኣታዊ ይከዉን ኣብዚ ዝተቀመጠ መዓልቲታት ክረክብ እንዘተይኪኢሉ ዘትሓዞ ዉዕሊ መከበሪ ስፕኦ ናብ ቤት ፅሕሐፈት ኣታዊ ይግበር

9 ካብዚ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ወፃኢ ዝቀረበን ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ተቀባልነት ስለዘይብሉ አብዚ ዝተዉሃበኩም ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጥራሕ ይምለእ

ብዝተወሃበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ከረክብ ዝክእል

10 እዚ ሰነድ አብ ሕጊ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምኻኑ ከፍልጥ ይግባእ::

12 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ

ሞባይል 0914700869/ 0914765389

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s