ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዓይነት ንብረት ብቅሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእስለዝደሊ ነዚ ንምቅራብ ፍቃድ ዘለኩምን እቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ኣትሓሒዙ ኣብ 20 መዓልቲ ዉሽጢ ክተረክቡ እትክእሉ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርረ ረቆሒ መሰረት ብምግባር ኣብ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተቁ

ዝርዝር ብጨረታ ዝግዛእ ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

1

Pipe Bronze External Dia 56X in Dia 35X3000

PIECES 15

1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2015 ‘ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ተጨማሪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ናይ ቫት ዲክላራሲዩን ዝምለስ ኦርጀናል ዘዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሕሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 06/11/2023 ክሳብ 14/11/2023 አፈ ካብ ሰኒ - ዓርቢ ካብ ሰዓት 2:00 – 11:00 ቀዳም ካብ ሰዓት 2:00 – 6:00 ካብ ኮርፖሬት ክፍሊ ቀረብ ዕደጋ ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ስፒኦ ብር 20000 ምስ ጨረታ ደክመንት ከተሓሕዙ ይግባእ

4 ሰዓሪ ተጫራቲ ምስዓሮም ካብ ዝነገሮም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ንጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ባንኪ ዉሕስና (Unconditional Bank Gurantee) ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ኣብ ዒስራ መዓልቲ ዉሽጢ እቲ ዝድለ ንበረት ጠቅሊሉ ከርከብ አለዎ እዙይ እንተዘይኮይኑ ግና ንመከበሪ ዘትሓዞ ስፒኦ ኣታዎ ኮይኑ ትካል ካሊእ መማረፂ ይዉሰድ

6 ንብረት ዝርከበሉ ቦታ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኣብ ዝርከብ ናይ ጥረ ኣቁሑ መክዘን ኣብ ከይዲ ምጎዕዓዝ ንዘጋጥም ብልሽት ይኩን ጕድለት ተጫረቲ ሙሉእ ሓላፍነት ክወስድ ይግባእ

7 ተጫረቲ ኣብ ናይ ካሊእ ተጫራታይ ዋጋ ተደሪኩም ዋጋ ምእታዉ ኣይከኣልን ጨረታ ዶክመንት ማህተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ክዓርፎ አለዎ ኣብ ጨረታ ሳንዱቅ ዝአተወ ፖስታ ብምለሱላይ ብምንም መልክዑ ክምልስ ኣይከኣልን

8 ተጫረትቲ ዝጫረቱሉ ዋጋ ኣብ ናይ ባዕሎም ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ክመልኡ አለዎም

9 ተጫረቲ ዘእተዉዉ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ናይ ስልሒትን ድምርን ጌጋ እንተሃልዩ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን

10 ጨረታ ዕለት 15/11/2023 ሰዓት 4:00 ንጎሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን ኮይኑ ግና ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም ምክንያት ኣብቲ ጨረታ መክፈቲ ሰዓት እነተዘይተረኪቦም ዘቅረብዎ ጨረታ ሰነድ ብዘይለወሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ኩነታት ቫት ዝሐወሰ ወይ ዘይሐወሰ ምካኑ ክጠቅሱ ይግባእ እንተዘይተጠቂሱ ግና እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ ቫት ክምዝሐወሰ ተገይሩ ይሕሰብ

1 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 0914708567 / 0914707289

ድሕሪት
ጨረታ መደብ