ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑትን ካብ ስሩዕ በጅት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቅዳሕ ምስ ዋና ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ነጋዶ መለለይ ቁፅሪ መላት እዉን ቲን ናምበር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኪትን ቅዳሕ ምስ ዋና ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ መረዳእታን እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ ዋና ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 21 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሰብ 5 ሕዳር 2016 ዓም  ሰዓት 11:30 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናዳከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 15000 ቅርሺ ንፅሬት ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ብባንኪዝ ተረጋገፀ ስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ ይግባእ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት  ዝርከብ ኮይኑ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩ ንተጫረቲ ክፍቲ ይከዉን

6 ሳንዱቅ ጨረታ 6 ሕዳር 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

8 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ እተማልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን ይግባእ

9 ኣበቲ ዝተመለአ ዋጋ ብዛዕባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘይተገለፀ ተኮይኑ እቲ ዝተመለአ ወጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር

10 ኣብ ሕድሕድ ዝርዝር እቲ ሰነድ ማህተምን ፊርማን ናይ ባዕል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

11ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ናብ ቤት ፅሕፈትና ብምምፃእ ወይ ድማ 0914123546 0941336816 ደዊልካ ምሕታት ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s