ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኮለጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከባ መካይን ፅገና ዝገብር ጋራጅ ብጨረታ አወዳደሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ወይ እዉን ከፀግን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃ ዘለኩም መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ድማ ናይ ወርሒ ነሐሰ 2016 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክሉ

2 መረጋገፂ ብቅዓት ከምዘለኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ እትክእሉ ኣብቲ ተጫረታ ትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና ነዚ ግልፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ድማ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ ቀፅሪ መሰረተ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ካብ 16 ጥቅምቲ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 27 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 11:00 ብምዉሳድ ኣብ ዋና መወዳደሪ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብምባል ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ነቲ ሰነድ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

4 መከብሪ ጨረታ ዉሕስና 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

5 ሳንደቀ ጨረታ 27 ጥቅምቲ 2016 ዓም ዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሊጅ ፖሊ ቴክኒክ መቀለ መሰረተ ቀፅሪ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተወዳደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

7 ተጫረቲ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር በብእዋኑ ንብረት ክተቅርቡ ምካንኩም ክትፈልጡ ይግባእ

8 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ተጫረቲ እትገብርዎ መኪና ፅገና ብቴክኒክ ኢሉ እዉን ፅሬቱ ዝተሐለወ ሰለስተ ወርሒ ከስርሕ ዝክእል ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም

10 ጨረታ ፀኒዑ ኣብ ዝፀንሐሉ እዋን ዉሽጢ ፈፃሚ ዕደጋ ኣካል ዋና ሰነድ ክተቅርቡ እንተኣዚዝኩም ክተቅርቡ ምካንኩም ክትፈልጡ ይግባእ

11 ንዝበለፀ ሐበረታ 0344404592 ወይ 0914745478

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s