ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ናይ ቢሮ ቀወምቲ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ (ኮምፒተር ላፕቶብ፣ ጀነሬተር፣ ቢመር፣ ፕሪንተር፣ ህትመት (መፅሄትን ሰርቲፊኬትን) ብጨረታ ንምግዛእን ንምሕታምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት14/02/2016 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 29/2/2016 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮና ክትወስዱ ትኽእሉ፡፡

1. ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፡ ናይ መቕረባይነት መታወቂያ፣ ናይ ግብሪ ኸፋሊ (TIN)፡ VAT(ተወሳኽ እሴት ታክስ) ተመዝጋባይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ፤ 

2. ተጫረቲ ውሕስና መኽበሪ ንሕድ ሕድ ሰነድ ጨረታ 20,000 ብር ብሽም ኮሚሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ብCPO ቅድሚ ጨረታ ሳንዱቕ ምእሻጉ ከቅርብ ዝኽእል፤

3. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቕረቢ ቕጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘይ ብሉ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ናይ ድርጅትኹም ክቢ ማሕተም ብምጥቃም ፊርማ ብምቕማጥ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ከባቢ ኣብርሃ ካስትል ጅንኣድ ከባቢ ቐደም ሴቭ ዘ ችልድረን ዝነበሮ ህንፃ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ናብ ዝርከብ ሳንዱቕ ጨረታ ከእትው ዝኸእሉ፤

4. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክአስሩ ዝኽእሉ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ሳምፕል ከቐርብ ዝኸእል ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ቢሮና ኣታዊ ክገብር ዝኸእል፤

5. እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 29/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ጥቅምቲ 29/2016 ዓ.ም ሰዓት 4.00 ኣብ ፋይናንስ ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኸፈት ወይ ድማ ሙሉእ ዶኩመንቶም አሽጎም እንተቕሪቦም ብኣካል ኣብዘይተረኸብሉ ዝኸፈት ምኳኑ ንገልፅ፤

6. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መኽበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

7. ኮሚሽንና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፤

ኮሚሽንና ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝምረፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሓ ዋጋ ከምኣድላይነቱ ካብ ነፍሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20% ዒስራ ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳኽ መሰል ዘለዎ ምኳኑ፤

8. ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፤

9. ሰዓራይ እቲ ናይ ዝተፈላለየ ንብረት ብኮሚቴ ትኸክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0914028570 ምሕታት ይከኣል፡፡ 

ምስ ሰላምታ


ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s