ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዳይረክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብ/ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝህባ ዘለዋ ተሸከርከርቲ ግልጋሎት ጋራዥ/ፅገና/ ንምርካብ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕደም ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1.ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቑፅሪ 26 ብር 100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይኽእሉ።

2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቓድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርቲፊኬትን ፤ቲን ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመንት ከቕርቡ ዝኽእሉ ።

3.ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ /ቢድ ቦንድ/ ብር 5,000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ብሽም ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ሕጋውነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም ።

4.ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 14/02/ 2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/02/2016 ዓ/ም እዩ ። ዝዕፀወሉ ስዓት ድማ ኣርባዕተ /4ተ/ ስዓት ናይ ንጎሆ ይኸውን። ስለዚ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ከቕርቡ ይኸእሉ ።

5.ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 30/02/2016 ዓ.ም ስዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት ።ከምኡ ውን ደኩመንት እንድሕር ተማሊኡ ንኸፍት ምዃንና ንሕብር።

6.ብቢሮ መንገዲ ትራንስፖርት ወይ ድማ ብወገን ቤት ፅሕፈት ሳልሳይ ደረጃን ልዕሊኡን ናይ ብቕዓት መረጋገፂ /ስታንዳርድ/ መረዳእታ ዝተውሃቦ ምዃኑ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ።

7.ዝተማልአ ግቢ ፡ ናይ ቴክኒክ ብዓል ሞያን ማሽናትን ዘለዎ ፤ ናይ ባዕሉ ኤሌክትሪካን ቦደይ ማን ኢንጅን መፈተሺ ጉድጓድ ዘለዎ

8. ምስ ቤት ፅሕፈትና ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ፍቓደኛ ዝኾነ

9.ሕድ ሕድ ገፅ ማህተም ፤ ዕለትን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ከምኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝመላእኹምዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኾይኑ ተቐባልነት የብሉን።

10.እቲ ዝሽወጥ ሰነድ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ዝግመገም ኮይኑ ቴክኒካል 70% ፋይናንሻል 30% ዝዕቀን ምዃኑ ክፈልጡ ኣለዎም "

11.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

አድራሻ ስ.ቁ 0344401099

ቀበሌ 03 ዋና ኦዲተር ድሕሪ ኣግኣዚ ኦፐረሽን ምም/ር ዞባ መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s