ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍስዩ ቁፅሪ (TIN) ዘስዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 14/02/2016 ዓ/ም - ዕስት 20/02/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁጽሪ 16 ሰነድ ምዉሳድ ይኽእሉ።

➢ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሱ ዕስት 20/02/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 04:00 ናይ ንጉሆ ኾይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት ስክዕ ሰዓት 04:30 ይኸውን። ።

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን።

➢ ሰዓራይ እቲ ንብረትን/ኣቅሓ/ ኣብ ዉሽጢ ዝሓፀረ መዓልቲ ጠቅሊሱ ነቲ ኤጀንሲ /ንተጠቃማይ የረክብ። 

➢ ሰዓራይ ትካል ክፍሊት ዝፍፀምሱ በቲ ዝኣሰሮ/ዝኣተዎ/ ዉዕሊ ግልጋሎት መሰረት እቲ ንብረት ናብቲ ዝተዳስወሱ ቦታ ጠቕሲስ ምስኣእተወን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀን ይኸዉን።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

➢ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰልና ሕስዉ'ዩ።

ሓበረታ

➢ ኣድራሻና ክፍስ ከተማ ሓወልቲ ወይዘር ህንፃ 4ይ ደብሪ ኮይኑ ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት እዩ ፣

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-23-62 ደዊስካ ወይም ድማ ብኣካል ብምቅራብ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።

➢ ዝርዝር እቲ ንብረት ምስዚ ዝተተሓሐዘ 1ገፅ ዝርዝር ሰንጠረዥ ይመልከቱ

ፕሮፎርማ ዝመስስ በዓል ዋና


ሽም _____________________ ፊርማ ___________ማሕተም ___________


ተቁ.ዝርዝር ንብረትመግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1Desk top ComputerDell Optiplex 3050Power SupplyPes06
2Desk top ComputerDell Optiplex 790System BoardPes01
3Desk top ComputerDell Optiplex 7010System BoardPes01
4Desk top ComputerDell Optiplex 5050Power SupplyPes03
5Desk top ComputerDell Optiplex 5050System BoardPes02
6Desk top ComputerDell Optiplex 5050Hard diskPes01
7Desk top ComputerDell Optiplex 790Power CablePes01
8Desktop ComputerDell Optiplex 790VGA CablePes01
9Desk top ComputerDell Optiplex 3050Power CablePes01
10Desk top ComputerDell Optiplex 3050VGA CablePes01
11Desk top ComputerDell Optiplex 3050RAMPes01
12Desk top ComputerDell Optiplex 7040VGA CablePes02
13Desk top ComputerDell Optiplex 7040RAMPes02
14Desk top ComputerDell Optiplex 8020RAMPes01
15LaptopHp Probook 450G1BatteryPes05
16LaptopHp Probook 450G1ChargerPes01
17LaptopToshiba PA5026U-1BRSBatteryPes01
18LaptopToshiba Satellite C660-162ChargerPes01
19PrinterKyocera Ecosys P2040 dnPower SupplyPes03
20PrinterKyocera Ecosys 3015 dnPower SupplyPes01
21PrinterKyocera Ecosys 3045 dnPower SupplyPes03
22PrinterKyocera FS4020 dnPower SupplyPes01
23PrinterHp Laserjet 1320Power SupplyPes02
24PrinterHp Laserjet P2035Power CablePes03
25PrinterHp Laserjet P2035Data CablePes03
26ScanerHp Scan Jet Pro 2500 F1Power CablePes01
27ScanerHp Scan Jet Pro 2500 F1Data CablePes01
28ScanerHp Scan Jet G2410Power CablePes01
29ScanerHp Scan Jet G2410Data CablePes01
30ScanerHp Scan Jet 5590Power CablePes01
31ScanerHp Scan Jet 5590Data CablePes01
32PhotocopyCanon 7161Power SupplyPes01
33BeamerSony VPL-DX221LensePes01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s